መዝሙር 34:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 መልኣኽ የሆዋ ኣብ ዙርያ እቶም ዚፈርህዎ ይሰፍር፡+የናግፎም እውን።+ መዝሙር 34:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ሽግር* ጻድቕ ብዙሕ እዩ፣+የሆዋ ግና ካብ ኵሉ የናግፎ።+ 2 ጢሞቴዎስ 4:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ጐይታ ኻብ እኩይ ግብሪ ዘበለ ኼናግፈኒ፡ ናብታ ሰማያዊት መንግስቱ ኽኣቱ እውን ኬድሕነኒ እዩ።+ ንዕኡ ንዘለኣለመ ኣለም ክብሪ ይኹኖ። ኣሜን። 2 ጴጥሮስ 2:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እምበኣር፡ የሆዋ* ነቶም ንኣምላኽ ተወፋይነት ዘለዎም ሰባት ከመይ ገይሩ ኻብ ፈተና ኸም ዜናግፎም ይፈልጥ እዩ፣+ ንዓመጽቲ ግና ብመዓልቲ ፍርዲ ምእንቲ ኺጠፍኡ* ኸመይ ገይሩ ኸም ዚዓቝሮም ይፈልጥ እዩ፣+
9 እምበኣር፡ የሆዋ* ነቶም ንኣምላኽ ተወፋይነት ዘለዎም ሰባት ከመይ ገይሩ ኻብ ፈተና ኸም ዜናግፎም ይፈልጥ እዩ፣+ ንዓመጽቲ ግና ብመዓልቲ ፍርዲ ምእንቲ ኺጠፍኡ* ኸመይ ገይሩ ኸም ዚዓቝሮም ይፈልጥ እዩ፣+