2 ቈረንቶስ 6:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ግናኸ፡ ብዅሉ ንርእስና ኸም ኣገልገልቲ ኣምላኽ ጌርና ነርኢ ኣለና፣+ ነዚ ድማ ብብዙሕ ተጻዋርነት፡ ብጸበባ፡ ብስእነት፡ ብጭንቂ፡+ 2 ቈረንቶስ 6:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ብሓቀኛ ዘረባ፡ ብሓይሊ ኣምላኽ፡+ ብኣጽዋር ጽድቂ+ የማነ* ጸጋም፡*