ዮኤል 2:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ድሕርዚ፡ መንፈሰይ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ዓይነት ስጋ ኸፍስስ እየ፣+ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ፡ኣረገውትኹም ሕልምታት ኪሓልሙ፡ኣጕባዝኩም እውን ራእያት ኪርእዩ እዮም።+
28 ድሕርዚ፡ መንፈሰይ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ዓይነት ስጋ ኸፍስስ እየ፣+ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ፡ኣረገውትኹም ሕልምታት ኪሓልሙ፡ኣጕባዝኩም እውን ራእያት ኪርእዩ እዮም።+