1 ቈረንቶስ 6:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ወይስ ዓመጽቲ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+ ኣይትታለሉ። ኣመንዝራታት* ኰኑ፡+ ኣምለኽቲ ጣኦት ኰኑ፡+ ዘመውቲ ዀኑ፡+ ኣባታቶም ግብረ ሶዶም ኪግበር ዚፈቕዱ ዀኑ፡+ ግብረ ሶዶም ዚገብሩ* ዀኑ፡+ 10 ሰረቕቲ ዀኑ፡ ስሱዓት ኰኑ፡+ ሰኽራማት ኰኑ፡+ ተጻረፍቲ ዀኑ፡ ወይ ዘረፍቲ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይኪወርስዋን እዮም።+ ገላትያ 5:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 እቲ ግብሪ ስጋ ግሁድ እዩ፣ ንሱ ኸኣ፡ ምንዝርና፡*+ ርኽሰት፡ ንውርምና፡*+ ገላትያ 5:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ምንቀኝነት፡ ስኽራን፡+ ፈንጠዝያ፡* ከምዚ ዝኣመሰለ ኻልእ እውን እዩ።+ ከምቲ ቐደም ዘጠንቀቕኩኹም፡ እቶም ከምዚ ዝኣመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ፡ ኣቐዲመ አጠንቅቐኩም ኣለኹ።+
9 ወይስ ዓመጽቲ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+ ኣይትታለሉ። ኣመንዝራታት* ኰኑ፡+ ኣምለኽቲ ጣኦት ኰኑ፡+ ዘመውቲ ዀኑ፡+ ኣባታቶም ግብረ ሶዶም ኪግበር ዚፈቕዱ ዀኑ፡+ ግብረ ሶዶም ዚገብሩ* ዀኑ፡+ 10 ሰረቕቲ ዀኑ፡ ስሱዓት ኰኑ፡+ ሰኽራማት ኰኑ፡+ ተጻረፍቲ ዀኑ፡ ወይ ዘረፍቲ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይኪወርስዋን እዮም።+
21 ምንቀኝነት፡ ስኽራን፡+ ፈንጠዝያ፡* ከምዚ ዝኣመሰለ ኻልእ እውን እዩ።+ ከምቲ ቐደም ዘጠንቀቕኩኹም፡ እቶም ከምዚ ዝኣመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ፡ ኣቐዲመ አጠንቅቐኩም ኣለኹ።+