ቈሎሴ 2:12, 13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ብጥምቀቱ ምስኡ ተቐቢርኩም ኢኹም፣+ በቲ ምስኡ ዘሎኩም ርክብ እውን በታ ኣብቲ ሓያል ግብሪ እቲ ኻብ ምዉታት ዘተንስኦ ኣምላኽ+ ዘላትኩም እምነት ብሓባር ተንሲእኩም ኢኹም።+ 13 ብኣበሳኹምን ብዘይ ግዝረት ስጋኹምን ምዉታት እኳ እንተ ነበርኩም፡ ኣምላኽ ምስኡ ህያዋን ገይሩኩም እዩ።+ ንሱ ንዅሉ ኣበሳና ብለውሃት ይቕረ ኢሉልና እዩ፣+
12 ብጥምቀቱ ምስኡ ተቐቢርኩም ኢኹም፣+ በቲ ምስኡ ዘሎኩም ርክብ እውን በታ ኣብቲ ሓያል ግብሪ እቲ ኻብ ምዉታት ዘተንስኦ ኣምላኽ+ ዘላትኩም እምነት ብሓባር ተንሲእኩም ኢኹም።+ 13 ብኣበሳኹምን ብዘይ ግዝረት ስጋኹምን ምዉታት እኳ እንተ ነበርኩም፡ ኣምላኽ ምስኡ ህያዋን ገይሩኩም እዩ።+ ንሱ ንዅሉ ኣበሳና ብለውሃት ይቕረ ኢሉልና እዩ፣+