1 ቈረንቶስ 11:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ግናኸ፡ ርእሲ ሰብኣይ ዘበለ ክርስቶስ፡+ ርእሲ ሰበይቲ ኸኣ ሰብኣይ፡+ ርእሲ ክርስቶስ እውን ኣምላኽ ከም ዝዀነ፡+ ክትፈልጡ እደሊ ኣለኹ። ቈሎሴ 1:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ንሱ ርእሲ ሰብነቱ፡ ማለት ርእሲ ጉባኤኡ፡ እውን እዩ።+ ብዅሉ ነገር ቀዳማይ ምእንቲ ኪኸውንሲ፡ ንሱ መጀመርታ፡ ካብ ምዉታት እውን በዅሪ እዩ፣+