2 ቈረንቶስ 11:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ንዓኻትኩም ምእንቲ ኸገልግል ኢለ፡ ካብ ካልኦት ጉባኤታት ሓገዝ ብምቕባለይ ወጺዐየን* እየ።+ 9 ምሳኻትኩም ከለኹ ኸኣ፡ ምስ ሰኣንኩ፡ ካብ መቄዶንያ ዝመጹ ኣሕዋት ዜድልየኒ ዘበለ ኣማሊኦምለይ እዮም እሞ፡ ንሓደ እኳ ጾር ኣይኰንኩን።+ ብዅሉ ድማ ጾር ምእንቲ ኸይኰነኩም ተጠንቂቐ እየ፡ ክጥንቀቕ እውን እየ።+
8 ንዓኻትኩም ምእንቲ ኸገልግል ኢለ፡ ካብ ካልኦት ጉባኤታት ሓገዝ ብምቕባለይ ወጺዐየን* እየ።+ 9 ምሳኻትኩም ከለኹ ኸኣ፡ ምስ ሰኣንኩ፡ ካብ መቄዶንያ ዝመጹ ኣሕዋት ዜድልየኒ ዘበለ ኣማሊኦምለይ እዮም እሞ፡ ንሓደ እኳ ጾር ኣይኰንኩን።+ ብዅሉ ድማ ጾር ምእንቲ ኸይኰነኩም ተጠንቂቐ እየ፡ ክጥንቀቕ እውን እየ።+