ሉቃስ 1:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኣነ እውን፡ ኦ ኽቡር ቴዎፍሎስ፡ ንዅሉ ኻብ ፈለማ ብልክዕ ስለ ዝመርመርክዎ፡ በብተራ ኽጽሕፈልካ ሓሲበ።+ ግብሪ ሃዋርያት 1:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 ኦ ቴዎፍሎስ፡ ኣብቲ ቐዳማይ ዛንታ፡ ካብቲ የሱስ ኪገብርን ኪምህርን ዝጀመረሉ ግዜ ኣትሒዙ፡+