ዮሃንስ 17:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ንሳቶም ብሓቂ ምእንቲ ኪቕደሱስ፡ ኣነ ምእንታኦም ርእሰይ እቕድስ ኣለኹ። ኤፌሶን 5:25-27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ኣቱም ሰብኡት፡ ከምቲ ክርስቶስ ነታ ጉባኤ ዘፍቀራን ርእሱ ምእንታኣ ኣሕሊፉ ዝሃበን፡+ ኣንስትኹም ኣፍቅሩ፣+ 26 ንሱ በቲ ቓል ገይሩ ብማይ ብምሕጻብ ኣጽርዩ ምእንቲ ኪቕድሳ፡+ 27 ርስሓት ወይስ ዕጣር ወይስ ገለ ኸምዚ ዝኣመሰለ ዘይብላ፡+ ቅድስትን ብዘይ ኣበርን ክብርቲ ጉባኤ ገይሩ ንርእሱ ምእንቲ ኬቕርባ እዩ ኸምኡ ዝገበረ።+ 2 ተሰሎንቄ 2:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ግናኸ፡ ኣቱም ብየሆዋ* እተፈቐርኩም ኣሕዋትና፡ ኣምላኽ ካብ መጀመርታ ብመንፈሱ ብምቕዳስን+ በታ ኣብ ሓቂ ዘላትኩም እምነትን ንድሕነት ስለ ዝሓረየኩም፡+ ብዛዕባኹም ኵሉ ሳዕ ንኣምላኽ ከነመስግኖ ይግብኣና እዩ። 1 ጴጥሮስ 1:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 የግዳስ፡ ከምቲ እቲ ዝጸውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩም እውን ብዅሉ ኣካይዳኹም ቅዱሳት ኩኑ፣+ 16 ከመይሲ፡ “ኣነ ቕዱስ እየ እሞ፡ ቅዱሳት ኩኑ” ተባሂሉ ተጻሒፉ ኣሎ።+
25 ኣቱም ሰብኡት፡ ከምቲ ክርስቶስ ነታ ጉባኤ ዘፍቀራን ርእሱ ምእንታኣ ኣሕሊፉ ዝሃበን፡+ ኣንስትኹም ኣፍቅሩ፣+ 26 ንሱ በቲ ቓል ገይሩ ብማይ ብምሕጻብ ኣጽርዩ ምእንቲ ኪቕድሳ፡+ 27 ርስሓት ወይስ ዕጣር ወይስ ገለ ኸምዚ ዝኣመሰለ ዘይብላ፡+ ቅድስትን ብዘይ ኣበርን ክብርቲ ጉባኤ ገይሩ ንርእሱ ምእንቲ ኬቕርባ እዩ ኸምኡ ዝገበረ።+
13 ግናኸ፡ ኣቱም ብየሆዋ* እተፈቐርኩም ኣሕዋትና፡ ኣምላኽ ካብ መጀመርታ ብመንፈሱ ብምቕዳስን+ በታ ኣብ ሓቂ ዘላትኩም እምነትን ንድሕነት ስለ ዝሓረየኩም፡+ ብዛዕባኹም ኵሉ ሳዕ ንኣምላኽ ከነመስግኖ ይግብኣና እዩ።
15 የግዳስ፡ ከምቲ እቲ ዝጸውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩም እውን ብዅሉ ኣካይዳኹም ቅዱሳት ኩኑ፣+ 16 ከመይሲ፡ “ኣነ ቕዱስ እየ እሞ፡ ቅዱሳት ኩኑ” ተባሂሉ ተጻሒፉ ኣሎ።+