2 ቈረንቶስ 11:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ግናኸ፡ ከምቲ ተመን ብጕርሑ ንሄዋን ዘስሓታ፡+ ኣእምሮኹም ተባላሽዩ ኻብቲ ንክርስቶስ ዚግባእ ግርህነትን ንጽህናን ከይርሕቕ እፈርህ ኣለኹ።+