ሮሜ 12:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ነፍሲ ወከፍ ኣብ መንጎኹም ዘሎ፡ ብዛዕባ ርእሱ ኻብቲ ዚግብኦ ኣዕዚዙ ኸይሓስብ፡+ የግዳስ፡ ከምቲ ኣምላኽ ንነፍሲ ወከፍ ዝሃቦ* መስፈር እምነት ገይሩ ብልብምና ኺሓስብ፡ በቲ እተዋህበኒ ጸጋ እብሎ ኣለኹ።+ 1 ጴጥሮስ 4:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ግናኸ፡ መወዳእታ ዅሉ ነገር ቀሪቡ ኣሎ። እምበኣር፡ ለብሙ፡+ ንጸሎት እውን ንቕሑ።+
3 ነፍሲ ወከፍ ኣብ መንጎኹም ዘሎ፡ ብዛዕባ ርእሱ ኻብቲ ዚግብኦ ኣዕዚዙ ኸይሓስብ፡+ የግዳስ፡ ከምቲ ኣምላኽ ንነፍሲ ወከፍ ዝሃቦ* መስፈር እምነት ገይሩ ብልብምና ኺሓስብ፡ በቲ እተዋህበኒ ጸጋ እብሎ ኣለኹ።+