ሮሜ 12:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ነፍሲ ወከፍ ኣብ መንጎኹም ዘሎ፡ ብዛዕባ ርእሱ ኻብቲ ዚግብኦ ኣዕዚዙ ኸይሓስብ፡+ የግዳስ፡ ከምቲ ኣምላኽ ንነፍሲ ወከፍ ዝሃቦ* መስፈር እምነት ገይሩ ብልብምና ኺሓስብ፡ በቲ እተዋህበኒ ጸጋ እብሎ ኣለኹ።+ 1 ጢሞቴዎስ 3:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እምበኣር፡ እቲ ሓላዊ ዘይውቀስ፡ ሰብኣይ ሓንቲ ሰበይቲ፡ ወረጃ፡* ለባም፡*+ ስርዓት ዚሕሉ፡ ተቐባል ጋሻ፡+ ንምስትምሃር ብቑዕ፡+ ቲቶስ 2:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንኣጕባዝ እውን ከምኡ ለባማት ኪዀኑ ብቐጻሊ ተማሕጸኖም።+
3 ነፍሲ ወከፍ ኣብ መንጎኹም ዘሎ፡ ብዛዕባ ርእሱ ኻብቲ ዚግብኦ ኣዕዚዙ ኸይሓስብ፡+ የግዳስ፡ ከምቲ ኣምላኽ ንነፍሲ ወከፍ ዝሃቦ* መስፈር እምነት ገይሩ ብልብምና ኺሓስብ፡ በቲ እተዋህበኒ ጸጋ እብሎ ኣለኹ።+