ፊልጲ 4:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ልዙባት*+ ምዃንኩም ኣብ ኵሉ ሰብ ይፈለጥ። ጐይታ ቐረባ እዩ። ያእቆብ 3:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 እታ ናይ ላዕሊ ጥበብ ግና ቅድሚ ዅሉ ንጽህቲ እያ፣+ ደሓር፡ ሰላማዊት፡+ ልዝብቲ፡*+ ሰማዕ፡ ምሕረትን ጽቡቕ ፍረን ዝመልአት፡+ ዘይተዳሉ፡+ ዘይግብዝቲ እያ።+
17 እታ ናይ ላዕሊ ጥበብ ግና ቅድሚ ዅሉ ንጽህቲ እያ፣+ ደሓር፡ ሰላማዊት፡+ ልዝብቲ፡*+ ሰማዕ፡ ምሕረትን ጽቡቕ ፍረን ዝመልአት፡+ ዘይተዳሉ፡+ ዘይግብዝቲ እያ።+