1 ጢሞቴዎስ 3:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ዘይሰክር፡+ ዘይዋቓዕ፡* ልዙብ፡*+ ዘይብኣስ፡+ ፈታው ገንዘብ ዘይኰነ፡+ ቲቶስ 3:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ንሓደ እኳ ኸይጸርፉ፡ ተባኣስቲ ኸይኰኑ፡ ልዙባት* ኪዀኑ፡+ ልእመት ዘበለ ንዅሉ ሰብ ኬርእዩ+ እውን ኣዘኻኽሮም።