ሮሜ 12:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንቕዱሳት ከከም ዜድልዮም ኣማቕሉ።+ ተቐበልቲ ጋሻ ኹኑ።+ 1 ጢሞቴዎስ 3:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እምበኣር፡ እቲ ሓላዊ ዘይውቀስ፡ ሰብኣይ ሓንቲ ሰበይቲ፡ ወረጃ፡* ለባም፡*+ ስርዓት ዚሕሉ፡ ተቐባል ጋሻ፡+ ንምስትምሃር ብቑዕ፡+