1 ጢሞቴዎስ 5:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ኣቐዲምካ ኸይፈረድካ ወይ ብዘይ ኣድልዎ ነዚ ኽትሕሉ፡+ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ ክርስቶስ የሱስን ኣብ ቅድሚ እቶም ሕሩያት መላእኽትን ብጥብቂ እእዝዘካ ኣለኹ። ያእቆብ 3:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 እታ ናይ ላዕሊ ጥበብ ግና ቅድሚ ዅሉ ንጽህቲ እያ፣+ ደሓር፡ ሰላማዊት፡+ ልዝብቲ፡*+ ሰማዕ፡ ምሕረትን ጽቡቕ ፍረን ዝመልአት፡+ ዘይተዳሉ፡+ ዘይግብዝቲ እያ።+
21 ኣቐዲምካ ኸይፈረድካ ወይ ብዘይ ኣድልዎ ነዚ ኽትሕሉ፡+ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ ክርስቶስ የሱስን ኣብ ቅድሚ እቶም ሕሩያት መላእኽትን ብጥብቂ እእዝዘካ ኣለኹ።
17 እታ ናይ ላዕሊ ጥበብ ግና ቅድሚ ዅሉ ንጽህቲ እያ፣+ ደሓር፡ ሰላማዊት፡+ ልዝብቲ፡*+ ሰማዕ፡ ምሕረትን ጽቡቕ ፍረን ዝመልአት፡+ ዘይተዳሉ፡+ ዘይግብዝቲ እያ።+