ኤፌሶን 5:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ስለዚ፡ ፍቓድ የሆዋ* እንታይ ምዃኑ ብቐጻሊ ኣስተውዕሉ እምበር፡+ ደጊም ዓያሹ ኣይትኹኑ። 1 ጴጥሮስ 4:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ግናኸ፡ መወዳእታ ዅሉ ነገር ቀሪቡ ኣሎ። እምበኣር፡ ለብሙ፡+ ንጸሎት እውን ንቕሑ።+