ኢሳይያስ 53:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ስለዚ፡ ህይወቱ* ንሞት ወፍይዋ፡+ምስ ኣበስቲ ድማ ተቘጺሩ እዩ እሞ፡+ኣብ መንጎ ብዙሓት፡ ግዲኡ ኽምድበሉ እየ፣ምስ ብርቱዓት ከኣ ምርኮ ኺማቐል እዩ፣ሓጢኣት ብዙሓት ተሰኪሙ፣+ንኣበስቲ ድማ ለሚኑሎም።+ እብራውያን 9:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ደም እቲ ብናይ ዘለኣለም መንፈስ ገይሩ ገዛእ ርእሱ ብዘይ ኣበር ንኣምላኽ ዘቕረበ ክርስቶስ ግዳ፡+ ነቲ ህያው ኣምላኽ ንምግልጋል*+ ክንደይ ኣዝዩ ንሕልናና ኻብ ምዉት ግብርታት ዘየንጽሆ፧+
12 ስለዚ፡ ህይወቱ* ንሞት ወፍይዋ፡+ምስ ኣበስቲ ድማ ተቘጺሩ እዩ እሞ፡+ኣብ መንጎ ብዙሓት፡ ግዲኡ ኽምድበሉ እየ፣ምስ ብርቱዓት ከኣ ምርኮ ኺማቐል እዩ፣ሓጢኣት ብዙሓት ተሰኪሙ፣+ንኣበስቲ ድማ ለሚኑሎም።+
14 ደም እቲ ብናይ ዘለኣለም መንፈስ ገይሩ ገዛእ ርእሱ ብዘይ ኣበር ንኣምላኽ ዘቕረበ ክርስቶስ ግዳ፡+ ነቲ ህያው ኣምላኽ ንምግልጋል*+ ክንደይ ኣዝዩ ንሕልናና ኻብ ምዉት ግብርታት ዘየንጽሆ፧+