ዮሃንስ 17:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣቦ፡ ሕጂ ኸምቲ ዓለም ከይኰነት ምሳኻ ኸለኹ ዝነበረኒ ኽብሪ፡ ምሳኻ ጌርካ ኣኽብረኒ።+ ኤፌሶን 1:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ምኽንያቱ፡ ብፍቕሪ ኣብ ቅድሚኡ ቕዱሳትን ብዘይ ኣበርን+ ምእንቲ ኽንከውን፡ ቅድሚ ምስራት ዓለም ምስኡ* ሓድነት ኪህልወና ሓርዩና እዩ።