1 ቈረንቶስ 13:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ውህበት ትንቢት እንተ ዚህልወኒ፡ ኵሉ ቕዱስ ምስጢራትን ኵሉ ፍልጠትን እንተ ዝፈልጥ፡+ ኣኽራን ክሳዕ ዘግዕዝ ከኣ ኵሉ እምነት እንተ ዚህልወኒ፡ ፍቕሪ ግና እንተ ዘይብለይ፡ ከንቱ* ምዀንኩ።+ 1 ዮሃንስ 3:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ንሓዉ ዚጸልእ ዘበለ ዅሉ፡ ቀታል ነፍሲ እዩ፣+ ቀታል ነፍሲ ዘበለ ድማ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኣብኡ ኸም ዘይትነብር ትፈልጡ ኢኹም።+
2 ውህበት ትንቢት እንተ ዚህልወኒ፡ ኵሉ ቕዱስ ምስጢራትን ኵሉ ፍልጠትን እንተ ዝፈልጥ፡+ ኣኽራን ክሳዕ ዘግዕዝ ከኣ ኵሉ እምነት እንተ ዚህልወኒ፡ ፍቕሪ ግና እንተ ዘይብለይ፡ ከንቱ* ምዀንኩ።+