ዮሃንስ 13:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ ከምቲ ኣነ ዘፍቀርኩኹም፡+ ንስኻትኩም እውን ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ ሓድሽ ትእዛዝ እህበኩም ኣለኹ።+