ኤፌሶን 1:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 ካብቲ ብፍቓድ ኣምላኽ ሃዋርያ ክርስቶስ የሱስ ዝዀነ ጳውሎስ፡ ናብቶም ኣብ ኤፌሶን ዘለዉ ቕዱሳትን+ ምስ ክርስቶስ የሱስ ብዘለዎም ሓድነት እሙናትን፦ ራእይ 2:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ናብ መልኣኽ+ እታ ኣብ ኤፌሶን+ ዘላ ጉባኤ ጽሓፍ፦ እቲ ኣብ የማናይ ኢዱ ሸውዓተ ኸዋኽብቲ ዝሓዘ፡ ኣብ መንጎ እቲ ሸውዓተ ቐዋሚ ቐንዴል ወርቂ እውን ዚመላለስ ከምዚ ይብል ኣሎ፦+
2 “ናብ መልኣኽ+ እታ ኣብ ኤፌሶን+ ዘላ ጉባኤ ጽሓፍ፦ እቲ ኣብ የማናይ ኢዱ ሸውዓተ ኸዋኽብቲ ዝሓዘ፡ ኣብ መንጎ እቲ ሸውዓተ ቐዋሚ ቐንዴል ወርቂ እውን ዚመላለስ ከምዚ ይብል ኣሎ፦+