ራእይ 7:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ድሕርዚ ረኣኹ፡ እንሆ፡ ካብ ኵሎም ኣህዛብን ነገዳትን ህዝብታትን ቋንቋታትን እተኣከቡ፡+ ሓደ እኳ ኪቘጽሮም ዘይክእል ብዙሓት ህዝቢ፡ ወለል ዚብል ጻዕዳ ኽዳውንቲ ተኸዲኖም+ ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋንን ኣብ ቅድሚ እቲ ገንሸልን* ደው ኢሎም ረኣኹ፣ ኣብ ኣእዳዎም ከኣ ጨናፍር ስየ ሒዞም ነበሩ።+
9 ድሕርዚ ረኣኹ፡ እንሆ፡ ካብ ኵሎም ኣህዛብን ነገዳትን ህዝብታትን ቋንቋታትን እተኣከቡ፡+ ሓደ እኳ ኪቘጽሮም ዘይክእል ብዙሓት ህዝቢ፡ ወለል ዚብል ጻዕዳ ኽዳውንቲ ተኸዲኖም+ ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋንን ኣብ ቅድሚ እቲ ገንሸልን* ደው ኢሎም ረኣኹ፣ ኣብ ኣእዳዎም ከኣ ጨናፍር ስየ ሒዞም ነበሩ።+