መዝሙር 115:4-7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ጣኦታቶም ኢድ ሰብ ዝገበሮምብሩርን ወርቅን እዮም።+ 5 ኣፍ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይዛረቡን፣+ኣዒንቲ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይርእዩን፣ 6 ኣእዛን ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይሰምዑን፣ኣፍንጫ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣየጫንዉን፣ 7 ኣእዳው ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይድህስሱን፣ኣእጋር ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይከዱን፣+ብጐረሮኦም ድማ ገለ እኳ ኣየድህዩን።+
4 ጣኦታቶም ኢድ ሰብ ዝገበሮምብሩርን ወርቅን እዮም።+ 5 ኣፍ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይዛረቡን፣+ኣዒንቲ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይርእዩን፣ 6 ኣእዛን ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይሰምዑን፣ኣፍንጫ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣየጫንዉን፣ 7 ኣእዳው ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይድህስሱን፣ኣእጋር ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይከዱን፣+ብጐረሮኦም ድማ ገለ እኳ ኣየድህዩን።+