ዘፍጥረት 3:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 የሆዋ ኣምላኽ ካብ ዝፈጠሮ ዅሉ እንስሳ መሮር፡ ተመን+ ኣዝዩ ጥንቁቕ* ነበረ። ነታ ሰበይቲ ኸኣ፡ “ኣምላኽሲ፡ ‘ካብ ኵሉ ኦም ገነት* ኣይትብልዑ’ ኢሉዶ እዩ፧” በላ።+ 2 ቈረንቶስ 11:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ግናኸ፡ ከምቲ ተመን ብጕርሑ ንሄዋን ዘስሓታ፡+ ኣእምሮኹም ተባላሽዩ ኻብቲ ንክርስቶስ ዚግባእ ግርህነትን ንጽህናን ከይርሕቕ እፈርህ ኣለኹ።+ ራእይ 12:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ነታ ሰበይቲ ግና፡ ካብ ገጽ እቲ ተመን ርሒቓስ+ ግዜን ግዜያትን ፍርቂ ግዜን*+ ክትምገብ፡ ናብ በረኻ ናብቲ ቦታኣ ምእንቲ ኽትነፍር፡ ክልተ ኽንፊ ዓብዪ ንስሪ ተዋህባ።+
3 የሆዋ ኣምላኽ ካብ ዝፈጠሮ ዅሉ እንስሳ መሮር፡ ተመን+ ኣዝዩ ጥንቁቕ* ነበረ። ነታ ሰበይቲ ኸኣ፡ “ኣምላኽሲ፡ ‘ካብ ኵሉ ኦም ገነት* ኣይትብልዑ’ ኢሉዶ እዩ፧” በላ።+
14 ነታ ሰበይቲ ግና፡ ካብ ገጽ እቲ ተመን ርሒቓስ+ ግዜን ግዜያትን ፍርቂ ግዜን*+ ክትምገብ፡ ናብ በረኻ ናብቲ ቦታኣ ምእንቲ ኽትነፍር፡ ክልተ ኽንፊ ዓብዪ ንስሪ ተዋህባ።+