1 ጴጥሮስ 1:18, 19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ካብቲ ኻብ ኣቦታትኩም* እተቐበልኩምዎ ኸንቱ ኣነባብራኹም ናጻ ዝዀንኩም፡*+ ብሓላፊ ነገራት፡ ብብሩር ወይስ ብወርቂ፡ ከም ዘይኰነ ትፈልጡ ኢኹም። 19 የግዳስ፡ በቲ ኸም ናይ ኣበርን ርስሓትን ዘይብሉ ገንሸል*+ ዝዀነ ኽቡር ደም+ ክርስቶስ+ ኢኹም ድሒንኩም።
18 ካብቲ ኻብ ኣቦታትኩም* እተቐበልኩምዎ ኸንቱ ኣነባብራኹም ናጻ ዝዀንኩም፡*+ ብሓላፊ ነገራት፡ ብብሩር ወይስ ብወርቂ፡ ከም ዘይኰነ ትፈልጡ ኢኹም። 19 የግዳስ፡ በቲ ኸም ናይ ኣበርን ርስሓትን ዘይብሉ ገንሸል*+ ዝዀነ ኽቡር ደም+ ክርስቶስ+ ኢኹም ድሒንኩም።