ራእይ 19:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ሰማይ ከኣ ተኸፊቱ ረኣኹ፣ እንሆ ድማ፡ ኣምበላይ* ፈረስ።+ እቲ እተወጥሖ ኸኣ እሙንን+ ናይ ሓቅን*+ ይብሃል፣ ብጽድቂ እውን እዩ ዚፈርድን ዚዋጋእን።+ ራእይ 19:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ካብ ኣፉ ድማ ንኣህዛብ ዚወቕዓሉ በሊሕ ነዊሕ ሰይፊ+ ይወጽእ፣ ንሱ ኸኣ ብበትሪ ሓጺን ኪጓስዮም እዩ።+ ነቲ ናይቲ ነድሪ ቝጥዓ እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ መጽመቝ ወይኒ ድማ ይረግጾ።+
15 ካብ ኣፉ ድማ ንኣህዛብ ዚወቕዓሉ በሊሕ ነዊሕ ሰይፊ+ ይወጽእ፣ ንሱ ኸኣ ብበትሪ ሓጺን ኪጓስዮም እዩ።+ ነቲ ናይቲ ነድሪ ቝጥዓ እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ መጽመቝ ወይኒ ድማ ይረግጾ።+