ማቴዎስ 19:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 የሱስ ከኣ ከምዚ በሎም፦ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ብዳግመ ፍጥረት፡ በታ ወዲ ሰብ ኣብ ክቡር ዝፋኑ ዚቕመጠላ እዋን፡ ንስኻትኩም እቶም ዝሰዓብኩምኒ እውን ኣብ 12 ዝፋን ተቐሚጥኩም፡ ን12 ነገዳት እስራኤል ክትፈርዱ ኢኹም።+ ሉቃስ 22:28-30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 “ንስኻትኩም ግና ብፈተናይ+ ምሳይ ዝጸናዕኩም ኢኹም፣+ 29 ከምቲ ኣቦይ ምሳይ ኪዳን ዝገበረ፡ ኣነ እውን ምሳኻትኩም ኪዳን መንግስቲ እገብር ኣለኹ፣+ 30 እዚ ድማ ኣብ መንግስተይ፡ ኣብ መኣደይ ምእንቲ ኽትበልዑን ክትሰትዩን፡+ ኣብ ዝፋናት ተቐሚጥኩም+ ከኣ ን12 ነገዳት እስራኤል ምእንቲ ኽትፈርዱ እዩ።+ 2 ጢሞቴዎስ 2:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 እንተ ተጻዊርና፡ ምስኡ እውን ክንነግስ ኢና፣+ እንተ ኽሒድናዮ፡ ንሱ እውን ኪኽሕደና እዩ፣+ ራእይ 1:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 መንግስቲ፡+ ከምኡ ድማ ንኣምላኹን ንኣቦኡን ካህናት+ ዝገበረና፡ እወ፡ ንዕኡ ኽብርን ሓይልን ንዘለኣለም ይኹኖ። ኣሜን።
28 የሱስ ከኣ ከምዚ በሎም፦ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ብዳግመ ፍጥረት፡ በታ ወዲ ሰብ ኣብ ክቡር ዝፋኑ ዚቕመጠላ እዋን፡ ንስኻትኩም እቶም ዝሰዓብኩምኒ እውን ኣብ 12 ዝፋን ተቐሚጥኩም፡ ን12 ነገዳት እስራኤል ክትፈርዱ ኢኹም።+
28 “ንስኻትኩም ግና ብፈተናይ+ ምሳይ ዝጸናዕኩም ኢኹም፣+ 29 ከምቲ ኣቦይ ምሳይ ኪዳን ዝገበረ፡ ኣነ እውን ምሳኻትኩም ኪዳን መንግስቲ እገብር ኣለኹ፣+ 30 እዚ ድማ ኣብ መንግስተይ፡ ኣብ መኣደይ ምእንቲ ኽትበልዑን ክትሰትዩን፡+ ኣብ ዝፋናት ተቐሚጥኩም+ ከኣ ን12 ነገዳት እስራኤል ምእንቲ ኽትፈርዱ እዩ።+