ዘጸኣት 24:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ሙሴን ኣሮንን ናዳብን ኣቢሁን 70 ኻብ ዓበይቲ እስራኤልን ኰይኖም ደየቡ፣ 10 ንኣምላኽ እስራኤል ከኣ ረኣይዎ።+ ኣብ ትሕቲ እግሩ ኸም ሰፊሮስ ዚመስል ባይታ ነበረ፣ እዚ ድማ ከም ሰማያት ጽሩይ ነበረ።+
9 ሙሴን ኣሮንን ናዳብን ኣቢሁን 70 ኻብ ዓበይቲ እስራኤልን ኰይኖም ደየቡ፣ 10 ንኣምላኽ እስራኤል ከኣ ረኣይዎ።+ ኣብ ትሕቲ እግሩ ኸም ሰፊሮስ ዚመስል ባይታ ነበረ፣ እዚ ድማ ከም ሰማያት ጽሩይ ነበረ።+