ማርቆስ 13:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 “ንስኻትኩም ግና ንርእስኹም ተጠንቀቑ። ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን፡ ናብ ኣብያተ ፍርዲ ኣሕሊፎም ኪህቡኹም፡+ ኣብ ምኵራባት ኪወቕዑኹም፡+ ምእንታይ ከኣ ኣብ ቅድሚ ሹማምንትን ነገስታትን ኬቝሙኹም እዮም።+ ራእይ 2:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ትጻወር ከኣ ኣለኻ፣ ምእንቲ ስመይ ኢልካ ድማ ጸኒዕካ ኢኻ፡+ ኣይተሓለልካን እውን።+
9 “ንስኻትኩም ግና ንርእስኹም ተጠንቀቑ። ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን፡ ናብ ኣብያተ ፍርዲ ኣሕሊፎም ኪህቡኹም፡+ ኣብ ምኵራባት ኪወቕዑኹም፡+ ምእንታይ ከኣ ኣብ ቅድሚ ሹማምንትን ነገስታትን ኬቝሙኹም እዮም።+