መዝሙር 117 ኵልኹም ኣህዛብ፡ ንየሆዋ ወድስዎ፣+ኵልኹም ህዝብታት፡* ኣሞግስዎ።+ 2 ብተኣማንነት ዜርእየና ፍቕሩስ ዓብዪ እዩ፣+ተኣማንነት+ የሆዋ ንዘለኣለም ይነብር።+ ንያህ ወድስዎ!*+