መዝሙር
ናይ ዳዊት።
א [ኣሌፍ]
25 ኦ የሆዋ፡ ናባኻ እየ ዘብል።*
ב [ቤት]
ጸላእተይ ብኣይ ኣይተሓጐሱ።+
ג [ጊሜል]
ד [ዳሌጥ]
ה [ሄ]
5 ንስኻ ኣምላኽ ድሕነተይ ኢኻ እሞ፡
ብሓቅኻ ኣመላልሰንን ምሃረንን።+
ו [ዋው]
ምሉእ መዓልቲ ብኣኻ ተስፋ እገብር ኣለኹ።
ז [ዛይን]
ח [ሔት]
7 ሓጢኣት ንእስነተይን ኣበሳይን ኣይትዘክር።
ט [ጤት]
ስለዚ እዩ ንሓጥኣን ዚነብሩሉ መገዲ ዚምህሮም።+
י [ዮድ]
כ [ካፍ]
ל [ላሜድ]
11 ኦ የሆዋ፡ ስሕተተይ ዓብዪ እኳ እንተ ዀነ፡
ስለ ስምካ ኢልካ ይቕረ በለለይ።+
מ [ሜም]
12 ንየሆዋ ዚፈርሆ ሰብ መን እዩ፧+
ንዕኡ እታ ዚሓርያ መገዲ ኺምህሮ እዩ።+
נ [ኑን]
ס [ሳሜኽ]
ע [ዓይን]
פ [ፌ]
16 ኣነ በይነይን ረዳኢ ኣልቦን እየ እሞ፡
ገጽካ ናባይ ምለስ፡ ሞገስካ ኸኣ ኣርእየኒ።
צ [ጻዴ]
17 ጭንቂ ልበይ በዚሑ ኣሎ፣+
ካብ ጸበባይ ኣውጽኣኒ።
ר [ሬሽ]
19 ጸላእተይ ክንደይ ከም ዝበዝሑ፡
ጽልኦም ድማ ክሳዕ ክንደይ ዓማጺ ምዃኑ ርአ።
ש [ሺን]
ኣባኻ እምዕቈብ ኣለኹ እሞ፡ ኣይተሕፍረኒ።
ת [ታው]
22 ኦ ኣምላኽ፡ ንእስራኤል ካብ ኵሉ ጭንቁ ኣናግፎ።*