ገጽ 32
◼ ኵሎም ጻድቃን ብሓቂዶ ናብ ሰማይ ይኸዱ እዮም፧ ገጽ 6 ርአ።
◼ ማርያም ብሓቂዶ “ወላዲት ኣምላኽ” እያ፧ ገጽ 8 ርአ።
◼ ኣምላኽ ብምስልን ስእልን ብዛዕባ ዚግበር ኣምልኾ ኸመይ ይስምዖ፧ ገጽ 9 ርአ።
◼ መጻምድትኻ እንተ ሓሚሙ ወይ እንተ ተጐዲኡ፡ ነቲ ሽግር ብኸመይ ትኽእሎ፧ ገጽ 10-12 ርአ።
◼ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ መልእኽቲ ተቐይሩ ድዩ፧ ገጽ 13-14 ርአ።
◼ ሕጉስቲ ስድራ ቤት ንምህናጽ፡ ነፍሲ ወከፍ ኣባል እንታይ ኪገብር ይኽእል፧ ገጽ 16-17 ርአ።