መደብ 13 ሰነ እትጅምር ሰሙን
13 ሰነ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 45ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መዝሙር 38-44 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ መዝሙር 41:1–42:5 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ጥብቂ ዕርክነት ዝነበሮም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዚርከቡ ኣብነታትን ካብኦም እንቐድሖ ባህርያትን (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ td 3ለ ኵሎም ሰባት ብሰንኪ ሓጢኣት ኣዳም ዚሳቐዩ ስለምንታይ እዮም፧ (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ እቲ ብስራት ዚስበኸሉ መዳያት—መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ቤት ምምራሕ። ኣብ መጽሓፍ እተወደበ፡ ካብ ገጽ 98፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኽሳዕ ገጽ 99፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ንሓደ ሰብ ብዛዕባ ሓቂ ብምምሃርን መንፈሳዊ ዕቤት ኪገብር ከሎ ብምርኣይን ብዛዕባ ዝረኸብዎ ሓጐስ ኪዛረቡ ዓድሞም። ሓደ ወይ ክልተ ኣስፋሕቲ ሓሳባት ኪህቡ ኣቐዲምካ ኸተዳሉ ትኽእል ኢኻ።
10 ደቒቕ፦ ክርስትያናዊ ስርዓታት መርዓን ፍትሕን ምፍልላይን እንታይ እዩ፧ ሓደ ሽማግለ ኣብ መጽሓፍ እተወደበ፡ ኣብቲ ኣብ ገጽ 195 ዘሎ ሕቶ 1-3 ተመርኲሱ ዜቕርቦ መደረ።
10 ደቒቕ፦ “ኣብ ኣገልግሎትና ዕጉሳት ንኹን።” ሕቶታትን መልስታትን።
መዝሙር 47ን ጸሎትን