7:9, 14-17
የሆዋ ነቶም ብዙሓት ህዝቢ ዚባርኾም ስለምንታይ እዩ፧
‘ኣብ ቅድሚ ዝፋን የሆዋ ደው ምባሎም፡’ ንልዑላውነት የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ከም ዚድግፉ የመልክት
“ጻዕዳ ኽዳውንቲ” ምኽዳኖም፡ ሳላ እቲ ኣብ መስዋእቲ ክርስቶስ ዘለዎም እምነት፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ንጹሃትን ጻድቃንን ምዃኖም የመልክት
“መዓልትን ለይትን” ምግልጋሎም፡ ንየሆዋ ምእንቲ ኼምልኹ ብዘይምቍራጽን ብትግሃት ይጋደሉን ምህላዎም የመልክት
ካብቶም ብዙሓት ህዝቢ ምእንቲ ክኸውን እንታይ ክገብር ኣሎኒ፧