ታሕሳስ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ ታሕሳስ 2019 ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት 2-8 ታሕሳስ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ራእይ 7-9 ብየሆዋ እተባረኹ ማእለያ ዘይብሎም ብዙሓት ህዝቢ 9-15 ታሕሳስ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ራእይ 10-12 እቶም እተቐትሉ ‘ኽልተ መሰኻኽር’ ህያዋን ኰይኖም ክርስትያናዊ ህይወት ‘ምድሪ ነቲ ውሒዝ ወሓጠቶ’ 16-22 ታሕሳስ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ራእይ 13-16 ነቶም ዜፍርሁ ኣራዊት ኣይትፍርሃዮም 23-29 ታሕሳስ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ራእይ 17-19 ንዅሉ ውግኣት ዚዛዝም ውግእ ኣምላኽ 30 ታሕሳስ 2019–5 ጥሪ 2020 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ራእይ 20-22 “እንሆ፡ ንዅሉ እሕድሶ ኣለኹ” ክርስትያናዊ ህይወት ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ተዓጻጻፊ ኹን