11-17 ሕዳር
መዝሙር 106
መዝሙር 36ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. ‘ንኣምላኽ እቲ መድሓኒኦም ረሲዖምዎ’
(10 ደቒቕ)
እስራኤላውያን ምስ ፈርሁ፡ ካብ የሆዋ ዓለዉ (ዘጸ 14:11, 12፣ መዝ 106:7-9)
እስራኤላውያን ምስ ጠመዩን ምስ ጸምኡን ኣብ ልዕሊ የሆዋ ኣጕረምረሙ (ዘጸ 15:24፣ 16:3, 8፣ 17:2, 3፣ መዝ 106:13, 14)
እስራኤላውያን ምስ ጨነቖም ጣኦት ኣምለኹ (ዘጸ 32:1፣ መዝ 106:19-21፣ w18.07 20 ¶13)
ንምስትንታን ዚኸውን፦ በዳሂ ነገር ኬጋጥመና ኸሎ፡ ኣብ ዝሓለፈ የሆዋ ብኸመይ ከም ዝሓገዘና ምዝካርና እንታይ ጥቕሚ ኣለዎ፧
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
መዝ 106:36, 37—ንጣኦታት ምምላኽ ምስ ንኣጋንንቲ ምስዋእ እንታይ ምትሕሓዝ ኣለዎ፧ (w06 15/7 13 ¶9)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) መዝ 106:21-48 (th መጽናዕቲ 10)
4. ቀሊል—የሱስ እንታይ ገይሩ፧
(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፡ ድሕሪኡ፡ ንlmd ትምህርቲ 11 ነጥቢ 1-2 ተመያየጡሉ።
5. ቀሊል—ካብ የሱስ እንታይ ንምሃር፧
(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 11 ነጥቢ 3-5 ኸምኡ ድማ “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።
መዝሙር 78
6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ
(15 ደቒቕ)
7. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 18 ¶1-5፡ ኣብ ገጽ 142, 144 ዘሎ ሳጹናት