-
ጥንታውያን ጸሓፍትን ቃል ኣምላኽንግምቢ ዘብዐኛ—2007 | 15 መጋቢት
-
-
ኣብ ጥንታዊት እስራኤል ዝነበሩ ጸሓፍቲ
ሙሴ ኣብ ቤት ፈርኦን እዩ ዓብዩ። (ዘጸኣት 2:10፣ ግብሪ ሃዋርያት 7:21, 22) ብመሰረት እቶም ብዛዕባ ጥንታዊ ግብጺ ዜጽንዑ ሰባት: ሙሴ እተማህሮ ትምህርቲ: ጽሑፋት ግብጻውያን ምምላኽን እንተ ወሓደ ገለ ኽእለታት ጸሓፍቲ ምጥራይን ዜጠቓልል ነበረ። ፕሮፌሰር ጄምስ ሆፍማየር ኣብታ ኢዝራኤል ኢን ኢጅፕት ዘርእስታ መጽሓፉ: “ነቲ ሙሴ ፍጻመታት ኪምዝግብ: ጕዕዞታት ኪጽሕፍ: ከምኡውን ካልእ ንጥፈታት ጸሓፍቲ ኺሰርሕ ክእለት ከም ዝነበሮ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተገሊጹ እንረኽቦ ሓሳብ ንኽንኣምኖ ብቑዕ ምኽንያት ኣሎና” በለ።b
-
-
ጥንታውያን ጸሓፍትን ቃል ኣምላኽንግምቢ ዘብዐኛ—2007 | 15 መጋቢት
-
-
b ሙሴ ሕጋዊ ጕዳያት ከም ዝመዝገበ ዚገልጽ ሓበሬታ ኣብ ዘጸኣት 24:4, 7፣ 34:27, 28፣ ዘዳግም 31:24-26 ኪርከብ ይከኣል። መዝሙር ከም ዝጸሓፈ ኣብ ዘዳግም 31:22: ኣብ በረኻ ዝገበርዎ ጕዕዞ ኸም ዝመዝገበ ኸኣ ኣብ ዘሁልቍ 33:2 ይርከብ።
-