-
“ካብ ደም ኵሉ ንጹህ ምዃነይ፡ . . . መስክሩ”‘ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ኣጸቢቕካ መስክር’
-
-
“ኣዝዮም ተጸናንዑ” (ግብሪ ሃዋርያት 20:5-12)
12, 13. (ሀ) ትንሳኤ ኣውጢኮስ ኣብታ ጉባኤ እንታይ ጽልዋ ኣሕደረ፧ (ለ) ዜፍቅርዎም ሰባት ንዝሞትዎም ዘበሉ እንታይ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ተስፋ እዩ ዜጸናንዖም፧
12 ጳውሎስን ብጾቱን ብመቄዶንያ ኣቢሎም ድሕሪ ምጕዓዞም፡ ካብኡ ተፈላልዮም ኪዀኑ ኣለዎም። ኵላቶም ግና ኣብ ጥሮኣስ ተራኸቡ።d እቲ ጸብጻብ፡ “ንሕና ግና . . . ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ናብ ጥሮኣስ መጻእና” ይብል።e (ግብ. 20:6) ኣብታ ኸተማ እቲኣ ኸኣ እዩ እቲ ኣብ መእተዊ እዛ ምዕራፍ እተገልጸ ኣውጢኮስ ዝስሙ ጐበዝ ካብ ምዉታት ዝተንስአ። እቶም ኣሕዋት፡ ኣውጢኮስ ብጻዮም እንደገና ህያው ኪኸውን ከሎ እተሰምዖም እሞ ገምቶ! ከምቲ ኣብቲ ጸብጻብ ተገሊጹ ዘሎ፡ ንሳቶም “ኣዝዮም ተጸናንዑ።”—ግብ. 20:12።
-
-
“ካብ ደም ኵሉ ንጹህ ምዃነይ፡ . . . መስክሩ”‘ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ኣጸቢቕካ መስክር’
-
-
d ሉቃስ ኣብ ግብሪ ሃዋርያት 20:5, 6 “ንሕና” እናበለ ምትራኹ፡ ጳውሎስ ኣብ ፊልጲ ሓዲግዎ ኸም ዝኸደን ጸኒሑ ናብታ ኸተማ ኺምለስ ከሎ ድማ ዳግም ከም እተራኸቡን ዚሕብር ይመስል።—ግብሪ ሃዋርያት 16:10-17, 40።
-