ዘሌዋውያን 11:44 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 44 ኣነስ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ፣+ ኣነ ቕዱስ እየ እሞ፡+ ተቐደሱን ቅዱሳት ኩኑን።+ ኣብ ምድሪ ብዚንቀሳቐስ ኵሉ ሓሰኽሰኽ ዚብል ፍጡር ርእስኹም* ኣይተርክሱ። ኢሳይያስ 6:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሓደ ኸኣ ነቲ ሓደ፡“ቅዱስ፡ ቅዱስ፡ ቅዱስ እዩ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።+ ብዘላ ምድሪ ብኽብሩ መሊኣ ኣላ” ኢሉ ኣድሃየ። 1 ጴጥሮስ 1:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 የግዳስ፡ ከምቲ እቲ ዝጸውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩም እውን ብዅሉ ኣካይዳኹም ቅዱሳት ኩኑ፣+ 16 ከመይሲ፡ “ኣነ ቕዱስ እየ እሞ፡ ቅዱሳት ኩኑ” ተባሂሉ ተጻሒፉ ኣሎ።+ ራእይ 4:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራት ድማ፡ ነፍሲ ወከፎም ሸሽዱሽተ ኽንፊ ነበሮም፣ ብዙርያኦምን ብውሽጦምን ከኣ ኣዒንቲ መሊእዎም ነበረ።+ መዓልትን ለይትን ከየቋረጹ ድማ፡ “እቲ ዝነበረን ዘሎን ዚመጽእን+ ኵሉ ዚኽእል የሆዋ* ኣምላኽ ቅዱስ፡ ቅዱስ፡ ቅዱስ እዩ”+ ይብሉ።
44 ኣነስ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ፣+ ኣነ ቕዱስ እየ እሞ፡+ ተቐደሱን ቅዱሳት ኩኑን።+ ኣብ ምድሪ ብዚንቀሳቐስ ኵሉ ሓሰኽሰኽ ዚብል ፍጡር ርእስኹም* ኣይተርክሱ።
15 የግዳስ፡ ከምቲ እቲ ዝጸውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩም እውን ብዅሉ ኣካይዳኹም ቅዱሳት ኩኑ፣+ 16 ከመይሲ፡ “ኣነ ቕዱስ እየ እሞ፡ ቅዱሳት ኩኑ” ተባሂሉ ተጻሒፉ ኣሎ።+
8 እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራት ድማ፡ ነፍሲ ወከፎም ሸሽዱሽተ ኽንፊ ነበሮም፣ ብዙርያኦምን ብውሽጦምን ከኣ ኣዒንቲ መሊእዎም ነበረ።+ መዓልትን ለይትን ከየቋረጹ ድማ፡ “እቲ ዝነበረን ዘሎን ዚመጽእን+ ኵሉ ዚኽእል የሆዋ* ኣምላኽ ቅዱስ፡ ቅዱስ፡ ቅዱስ እዩ”+ ይብሉ።