ዘሁልቍ 10:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 “ብመዓልቲ ሓጐስኩም፡+ ማለት ብበዓላትኩምን+ ብመጀመርታ ኣዋርሕኩምን፡ ኣብ ልዕሊ ዚሓርር መስዋእትኹምን+ ኣብ ልዕሊ መስዋእቲ ሕብረትኩምን+ መለኸታት ንፍሑ፣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽኩም ከኣ መዘከርታ ኪዀነልኩም እዩ። ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።”+ ዘሁልቍ 29:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 “‘ኣብታ ሻውዐይቲ ወርሒ፡ ኣብ ቀዳመይቲ እታ ወርሒ፡ ቅዱስ ኣኼባ ግበሩ። ዝዀነ ኸቢድ ዕዮ ኣይትዕየዩ።+ መለኸት እትነፍሑላ መዓልቲ እያ።+
10 “ብመዓልቲ ሓጐስኩም፡+ ማለት ብበዓላትኩምን+ ብመጀመርታ ኣዋርሕኩምን፡ ኣብ ልዕሊ ዚሓርር መስዋእትኹምን+ ኣብ ልዕሊ መስዋእቲ ሕብረትኩምን+ መለኸታት ንፍሑ፣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽኩም ከኣ መዘከርታ ኪዀነልኩም እዩ። ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።”+