ዘሌዋውያን 26:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ገጸይ ናባታትኩም ገይረ ኽጻረረኩም እየ፣ ብጸላእትኹም ድማ ክትሰዓሩ ኢኹም።+ እቶም ዚጸልእኹም ኪረግጹኹም እዮም፣+ ሓደ እኳ ኸይሰጐጐኩም ክትሃድሙ ኢኹም።+ ኢሳይያስ 30:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ብምፍርራህ ሓደስ ሽሕ ራዕራዕ ኪብሉ እዮም፣+እቲ ኻባኻትኩም ዝተረፈ ኸም ደቐል ኣብ ርእሲ ኸረን፡ከም ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ኵርባ ኽሳዕ ዚኸውን ከኣ፡+ብምፍርራህ ሓሙሽተ ኽትሃድሙ ኢኹም።
17 ገጸይ ናባታትኩም ገይረ ኽጻረረኩም እየ፣ ብጸላእትኹም ድማ ክትሰዓሩ ኢኹም።+ እቶም ዚጸልእኹም ኪረግጹኹም እዮም፣+ ሓደ እኳ ኸይሰጐጐኩም ክትሃድሙ ኢኹም።+
17 ብምፍርራህ ሓደስ ሽሕ ራዕራዕ ኪብሉ እዮም፣+እቲ ኻባኻትኩም ዝተረፈ ኸም ደቐል ኣብ ርእሲ ኸረን፡ከም ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ኵርባ ኽሳዕ ዚኸውን ከኣ፡+ብምፍርራህ ሓሙሽተ ኽትሃድሙ ኢኹም።