ዘጸኣት 20:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኵሉ ዕዮኻን ተግባርካን ኣብ ሽዱሽተ መዓልቲ ግበር፣+ 10 እታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ግና ንየሆዋ ኣምላኽካ ሰንበት እያ። ብእኣ ገለ ዕዮ እኳ ኣይትዕየ፣ ንስኻን ወድኻን ጓልካን ግዙእካን ግዝእትኻን እንስሳ ዘቤትካን ኣብ ውሽጢ ሰፈርካ* ዘሎ ጓናን እውን ከምኡ።+ ዘጸኣት 35:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ሽዱሽተ መዓልቲ ዕዮ ይተዓየ፣ እታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ግና ቅድስቲ፡ ንየሆዋ ናይ ሰንበት ምሉእ ዕረፍቲ፡ ትኹነልኩም።+ ብእኣ ዕዮ ዚዓዪ ዘበለ ዅሉ፡ ይቀተል።+ ዘዳግም 5:13, 14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኣብ ሽዱሽተ መዓልቲ ዅሉ ዕዮኻን ተግባርካን ግበር፣+ 14 እታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ግና ንየሆዋ ኣምላኽካ ሰንበት እያ።+ ብእኣ ገለ ዕዮ እኳ ኣይትዕየ፣+ ግዙእካን ግዝእትኻን ከማኻ ምእንቲ ኺዓርፉስ፡+ ንስኻን ወድኻን ጓልካን ግዙእካን ግዝእትኻን ብዕራይካን ኣድግኻን እንስሳ ዘቤትካን ኣብ ውሽጢ ኸተማታትካ* ዘሎ ጓናን እውን ከምኡ።+
9 ኵሉ ዕዮኻን ተግባርካን ኣብ ሽዱሽተ መዓልቲ ግበር፣+ 10 እታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ግና ንየሆዋ ኣምላኽካ ሰንበት እያ። ብእኣ ገለ ዕዮ እኳ ኣይትዕየ፣ ንስኻን ወድኻን ጓልካን ግዙእካን ግዝእትኻን እንስሳ ዘቤትካን ኣብ ውሽጢ ሰፈርካ* ዘሎ ጓናን እውን ከምኡ።+
2 ሽዱሽተ መዓልቲ ዕዮ ይተዓየ፣ እታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ግና ቅድስቲ፡ ንየሆዋ ናይ ሰንበት ምሉእ ዕረፍቲ፡ ትኹነልኩም።+ ብእኣ ዕዮ ዚዓዪ ዘበለ ዅሉ፡ ይቀተል።+
13 ኣብ ሽዱሽተ መዓልቲ ዅሉ ዕዮኻን ተግባርካን ግበር፣+ 14 እታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ግና ንየሆዋ ኣምላኽካ ሰንበት እያ።+ ብእኣ ገለ ዕዮ እኳ ኣይትዕየ፣+ ግዙእካን ግዝእትኻን ከማኻ ምእንቲ ኺዓርፉስ፡+ ንስኻን ወድኻን ጓልካን ግዙእካን ግዝእትኻን ብዕራይካን ኣድግኻን እንስሳ ዘቤትካን ኣብ ውሽጢ ኸተማታትካ* ዘሎ ጓናን እውን ከምኡ።+