ዘጸኣት 28:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 “ንሓውካ ኣሮን ምስ ደቁ፡—ኣሮን+ ምስ ናዳብን ኣቢሁን+ ኣልኣዛርን ኢታማርን+ ዚብሃሉ ደቂ ኣሮን፡+—ካህን ኰይኑ ምእንቲ ኼገልግለኒ+ ኻብ እስራኤላውያን ጸውዓዮ። ዘሌዋውያን 8:2, 3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ንኣሮን፡ ንደቁ ኸኣ ምስኡ፡+ ከምኡ ድማ ክዳውንትን+ ዘይቲ ቕብኣትን+ ዝራብዕ መስዋእቲ ሓጢኣትን ክልተ ድዑልን መሶብ ቅጫን ውሰድ፣+ 3 ንዅሉ እቲ ኣኼባ ኸኣ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ኣክቦ።”
28 “ንሓውካ ኣሮን ምስ ደቁ፡—ኣሮን+ ምስ ናዳብን ኣቢሁን+ ኣልኣዛርን ኢታማርን+ ዚብሃሉ ደቂ ኣሮን፡+—ካህን ኰይኑ ምእንቲ ኼገልግለኒ+ ኻብ እስራኤላውያን ጸውዓዮ።
2 “ንኣሮን፡ ንደቁ ኸኣ ምስኡ፡+ ከምኡ ድማ ክዳውንትን+ ዘይቲ ቕብኣትን+ ዝራብዕ መስዋእቲ ሓጢኣትን ክልተ ድዑልን መሶብ ቅጫን ውሰድ፣+ 3 ንዅሉ እቲ ኣኼባ ኸኣ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ኣክቦ።”