ዘጸኣት 17:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እቶም ህዝቢ ድማ፡ “እንሰትዮ ማይ ሃበና” ኢሎም ምስ ሙሴ ተቛየቑ።+ ሙሴ ኸኣ፡ “ስለምንታይ ምሳይ ትቋየቑ ኣለኹም፧ ስለምንታይከ ንየሆዋ ትፍትንዎ ኣለኹም፧” በሎም።+ ዘጸኣት 17:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 እስራኤላውያን ስለ እተቛየቑን “የሆዋ ኣብ ማእከልና ኣሎዶ የሎን፧” ኢሎም ንየሆዋ ስለ ዝፈተንዎን፡+ ነታ ቦታ እቲኣ ማሳን*+ መሪባን*+ ኢሉ ሰመያ። መዝሙር 95:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ከም ኣብ መሪባ፡* ከምቲ ብመዓልቲ ማሳ* ኣብ በረኻ፡+ልብኹም ኣይተትርሩ።+ 9 ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ኣቦታትኩም ፈቲኖምኒ፣+ግብርታተይ ርእዮም ክነሶም ኣሸጊሮምኒ።+ እብራውያን 3:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ከምቲ ብመዓልቲ ፈተና ኣብ በረኻ ዝነደረሉ እዋን ልብኹም ኣይተትርሩ።+ 9 ኣብኡ ኣቦታትኩም ን40 ዓመት ግብርታተይ ርእዮም ክነሶምሲ፡ ተሃላሊኾምንን ፈቲኖምንን።+
2 እቶም ህዝቢ ድማ፡ “እንሰትዮ ማይ ሃበና” ኢሎም ምስ ሙሴ ተቛየቑ።+ ሙሴ ኸኣ፡ “ስለምንታይ ምሳይ ትቋየቑ ኣለኹም፧ ስለምንታይከ ንየሆዋ ትፍትንዎ ኣለኹም፧” በሎም።+
8 ከም ኣብ መሪባ፡* ከምቲ ብመዓልቲ ማሳ* ኣብ በረኻ፡+ልብኹም ኣይተትርሩ።+ 9 ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ኣቦታትኩም ፈቲኖምኒ፣+ግብርታተይ ርእዮም ክነሶም ኣሸጊሮምኒ።+
8 ከምቲ ብመዓልቲ ፈተና ኣብ በረኻ ዝነደረሉ እዋን ልብኹም ኣይተትርሩ።+ 9 ኣብኡ ኣቦታትኩም ን40 ዓመት ግብርታተይ ርእዮም ክነሶምሲ፡ ተሃላሊኾምንን ፈቲኖምንን።+