መሳፍንቲ 6:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ኵሎም ሚድያንን+ ኣማሌቅን+ ደቂ ምብራቕን ከኣ ሓይልታቶም ኣሕበሩ፣+ ተሳጊሮም* ድማ ኣብ ስንጭሮ* ይዝርኤል ሰፈሩ።