-
ዘሌዋውያን 26:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 “‘ግናኸ፡ እንተ ዘይሰሚዕኩምኒ፡ ወይ እዚ ዅሉ ትእዛዛት እንተ ዘይሓሊኹም፡+
-
-
ዘዳግም 28:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 “ግናኸ፡ እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ዅሉ ትእዛዛቱን ሕግታቱን ንምግባር ድምጺ የሆዋ ኣምላኽካ እንተ ዘይሰሚዕካ፡ ኵሉ እዚ መርገም እዚ ኺመጸካን ኬርክበካን እዩ፦+
-
-
እያሱ 24:20መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 ንየሆዋ ሓዲግኩም ንጓኖት ኣማልኽቲ እንተ ኣገልጊልኩም፡ ንሱ እውን ጽቡቕ ምስ ገበረልኩም፡ ተመሊሱ ኼጽንተኩም እዩ።”+
-