-
ዘሁልቍ 10:32መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
32 ምሳና እንተ ኼድካ ድማ፡+ ከምቲ የሆዋ ንዓና ዚገብረልና ዘበለ ጽቡቕ፡ ብርግጽ ከምኡ ኽንገብረልካ ኢና።”
-
-
ዘሁልቍ 24:21መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
21 ንቄናውያን+ ምስ ረኣዮም፡ ከምዚ ኢሉ ምስላኡ መሰለ፦
“እትቕመጠሉ ጽኑዕ፡ መንበሪኻ ኸኣ ኣብ ከውሒ እተነብረ እዩ።
-