2 ዜና መዋእል 12:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ታሪኽ ሮብዓም ካብ መጀመርታ ኽሳዕ መወዳእታ፡ ኣብ ቃላት ነብዪ ሸማዕያን+ ዒዶ+ እቲ ብዓል ራእይን ኣብ መዝገብ ወለዶ ተጻሒፉዶ የሎን፧ ኣብ መንጎ ሮብዓምን የሮብዓምን ድማ፡ ኵሉ ሳዕ ውግእ ነበረ።+ 2 ዜና መዋእል 13:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኣብያ ድማ 400,000 ዕሉማት* ጀጋኑ ተዋጋእቲ ዝዀኑ ሰራዊት ሒዙ ንውግእ ወፈረ።+ የሮብዓም ከኣ 800,000 ዕሉማት* ጀጋኑ ተዋጋእቲ ሒዙ ኣንጻሩ ንውግእ ተሰለፈ።
15 ታሪኽ ሮብዓም ካብ መጀመርታ ኽሳዕ መወዳእታ፡ ኣብ ቃላት ነብዪ ሸማዕያን+ ዒዶ+ እቲ ብዓል ራእይን ኣብ መዝገብ ወለዶ ተጻሒፉዶ የሎን፧ ኣብ መንጎ ሮብዓምን የሮብዓምን ድማ፡ ኵሉ ሳዕ ውግእ ነበረ።+
3 ኣብያ ድማ 400,000 ዕሉማት* ጀጋኑ ተዋጋእቲ ዝዀኑ ሰራዊት ሒዙ ንውግእ ወፈረ።+ የሮብዓም ከኣ 800,000 ዕሉማት* ጀጋኑ ተዋጋእቲ ሒዙ ኣንጻሩ ንውግእ ተሰለፈ።