-
ዘዳግም 32:39መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
ኣነ እቐትል፡ ህያው ከኣ እገብር።+
-
-
2 ነገስት 4:32መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
32 ኤልሳእ ናብታ ቤት ምስ ኣተወ፡ እቲ ቘልዓ ሞይቱ፡ ኣብ ዓራቱ በጥ ኢሉ ጸንሖ።+
-
-
2 ነገስት 4:34መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
34 ኣብቲ ዓራት ደዪቡ ኸኣ ኣብ ልዕሊ እቲ ቘልዓ በጥ በለ፣ ኣፉ ኣብ ኣፉ፡ ዓይኑ ኣብ ዓይኑ፡ ኢዱ ኣብ ኢዱ ገይሩ ኣብ ልዕሊኡ ተዘርግሐ፡ ሰብነት እቲ ቘልዓ ድማ ኪመውቕ ጀመረ።+
-
-
ዮሃንስ 11:44መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
44 እቲ ሞይቱ ዝነበረ ኸኣ፡ ኣእጋሩን ኣእዳዉን ብመግነዝ ተገኒዙ፡ ገጹ እውን ብጨርቂ ተጠቕሊሉ ኸሎ ወጸ። የሱስ ድማ፡ “ፍትሕዎ እሞ ይኺድ ሕደግዎ” በሎም።
-
-
ሮሜ 14:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ስለዚ ኸኣ እዩ ክርስቶስ ጐይታ ምዉታትን ህያዋንን ምእንቲ ኪኸውን ኢሉ፡ ዝሞተን ህያው ዝዀነን።+
-